ንህዝቢ ዝቖጠዐ መግለጺ ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ

ብዙሓት ኣለዉ፡ “ዓረብነት” ካብ “ቅዱስ እምነት እስልምና” ፈልዮም ዘይርድኡ። ዓረቢዝም፡ ፖለቲካ ኢዩ። ኣብ ኮረሻ ሃይማኖት እስልምና ተወጢሑ፡ ዓለም ክግብት ዝደሊ። ሮማዉያን’ዩ ከም’ኡ ኢዮም ክገብሩ ፍቲኖም። ኣተሓሳስባ ናዝራዊ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ርእሲ እቲ ብሕሱም መግዛእቲ ሮማ ዝግረፍ ዝነበረ ህዝቢ ሰሪጹ፡ ምስ ሰዓሮም፡ ንሃይማኖት ክርስትና ኣብ ፖለቲካዊ መዓላ ከዉዕልዎ ግዜ ኣይወሰደሎምን። ክሳብ ምቅልቃል መግዛእቲ ኤዉረጳ ኣብ ኣፍሪቃ …

ንህዝቢ ዝቖጠዐ መግለጺ ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ Read More »

ጀነራል ታደሰ ወረደ ንሰራዊት ትግራይ መጠንቀቕታ ሂቡ

ብማዕከናት ዜና ህወሓት ኽንከታተሎ ከም ዝቀነና 65% ዝኾኑ ዕጡቃት ናይ ጁንታ፣ ዕጥቖም ኣረኺቦም ናብ መዳጐኒ ካምፕታት ኣትዮም ምህላዎም ይፍለጥ። ካብዚ ብዝተፈለየ፣ ገለ ሰራዊት ዕጥቕና ኣይንፈትሕን ዝበሉ ዕጡቃት’ ድማ ኣለዉ። ነዚኦም ዕጥቖም ንምፍታሕ ውሽጢ-ውሽጢ ምንቕስቃስ ክግበር ጸኒሑ’ዩ። ኮይኑ ግን እቶም ዕጡቃት፣ ዕጥቆም ኣይፈትሑን። ብፍላይ ኣብ ከባቢ ማይ-ጨው፣ ቆላ ተነቤን፣ መኾኒ ዝርኸቡ፣ ነቲ ብህወሓት ዝመጾም ትእዛዝ ዕሽሽ …

ጀነራል ታደሰ ወረደ ንሰራዊት ትግራይ መጠንቀቕታ ሂቡ Read More »

ሓድሽ ሓበሬታ | ጉዳይ ኣቦይ ስብሓት ነጋን መንግስቲ ኢትዮጵያ

ፌደራል ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ኣቦይ ስብሓት ዘንበሮ እግድ ኣግባብ ከምዘይኮነ ልደታ ምድብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ሎሚ 7 ታሕሳስ 2022 ወሲኑ። ካብ ቀዳሞት መሪሕነት ህወሓት ሓደ ዝኾነ ኣቦይ ስብሓት ብዘጋጠሞ ጸገም ጥዕና ብፍላይ ናብ ናይሮቢ-ኬንያ ከይዱ ክሕከም ብቦርድ ጥዕና ተወሲኑ’ኳ እንተነበረ፡ ኢሚግሬሽን ካብ ፌደራል ፖሊስ ብዝተወሃቦ ትእዛዝ ካብ ሃገር ከይወጽእ ከምዝኸልከሎ ሓደ ካብቶም ጉዳዩ ዝከታተሉ ጠበቓታት …

ሓድሽ ሓበሬታ | ጉዳይ ኣቦይ ስብሓት ነጋን መንግስቲ ኢትዮጵያ Read More »

ጋዜጠኛ ኣብርሃም ብዛዕባ ሞት ድምጻዊ ዮናታን (ዱላ) ዝሃቦ ሓበሬታ

ስነስርዓት ቀብሪ ህቡብ ድምጻዊ ዮናታን ታደስ (ዱላ) ተዛዚሙ!! ጥርዚ ህቡብነትን ሞትን! ትማሊ ምሳና ዝሰሕቅን ብላዛ ስሓቁ ተፈታውን ተብሃግን ዝነበረ እሞ ድማ ተናፋቂ ንሓዋሩ ክትፋነዎ ርዝነቱ መለክዒ ኣይርከቦን!ስሓቁ ጭርቃኑ ደርፈታቱ ኣብ ኣብ ኣእሙሮኻ እናተመላለሰ ህልው’የ ይብለካ ምእማኑ ትስእን ዓይንኻ ንብዓት ልብኻ እምብዛ ትርግታ ይድግደጋ ከቢድ ፈነወ ምእማኑ ከቢድ ምቕባሉ ከቢድ ኣጸናናዒ ዘይርከቦ ሓዘን!!! ከምሎም ኣብ ዓመታ …

ጋዜጠኛ ኣብርሃም ብዛዕባ ሞት ድምጻዊ ዮናታን (ዱላ) ዝሃቦ ሓበሬታ Read More »

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ስደተኛታት ዓቢ ፍርሒ ፈጢሩ ዘሎ መግለጺ ሂቡ

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ስደተኛታት ዓቢ ፍርሒ ፈጢሩ ዘሎ መግለጺ ሂቡ፡ኣብዚ ቐረባ ግዜ ኣብ ሽወደን ስልጣን ዝተቘጻጸረ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ፡ ነቶም ኣቐዲሞም ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ዝተዋህቦም ኣስታት 300 ሽሕ ዝዀኑ ስደተኛታት ወረቐቶም ናብ ግዝያዊ ፍቓድ ክቕይሮ ዘኽእሎ ሕጋዊ ሸነኻት እንተሎ መጽናዕቲ ክገብር ምዃኑ ድሕሪ ምእማሙ፡ ኣብ ስደተኛታት ዓቢ ሻቕሎትን ፍርሕን ፈጢሩ ኣሎ። ቢቢሲ ትግርኛ ኣብታ ሃገር …

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ስደተኛታት ዓቢ ፍርሒ ፈጢሩ ዘሎ መግለጺ ሂቡ Read More »

ሕጂ ዝወጸ ዓቢ ዜና | ጉዳይ ሰራዊት ህወሓት

ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ› ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኬንያን ኣብ መንጐ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተፈረመ ስምምዕ ምቕውራጽ ተጻብኦታትን፡ ትግባረ ስምምዕን መሰረት ብምግባር፡ ዕጡቃት ግብራዊ ስጕምቲታት ይወስዱ ከም ዘለዉ ክግለፅ ጸኒሑ እዩ። ዋና ኣዛዚ ዕጡቃት ህወሓት ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ 65 ሚእታዊት ካብ ሓይልታቶም ነቲ ውግእ ክካየደሉ ዝፀንሐ ቀንዲ ግንባራት ከም ዝለቐቝ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 24 …

ሕጂ ዝወጸ ዓቢ ዜና | ጉዳይ ሰራዊት ህወሓት Read More »

ጉዳይ ኣቦይ ስብሐት ነጋ ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ኣሎ

ዓቢ ሓበሬታ | ኣቦይ ስብሐት ነጋ ንሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገራት ክኸዱ ኣብ ዝፈተንሉ ግዜ ብቤት ጽሕፈት ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ካብ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ከምዝተመልሱ ሎሚ ኣብ ዝወጸ ሓበሬታ ተገሊጹ።ኣቦይ ስብሐት ነጋ ኣብ ትሕቲ ከቢድ ሕማም ከምዘለዉ፡ ስለ ዝኾነ ድማ ነቲ ዘለዎም ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም ሕክምናዊ ሓገዝ ንኽረኽቡ ናብ ወጻእ ሃገረ በጺሖም …

ጉዳይ ኣቦይ ስብሐት ነጋ ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ኣሎ Read More »

ሓድሽ ሓበሬታ | ዝገርም ፍጻሜ ኣጋጢሙ

ዘይቀትታዊ ሕነ ምፍዳይ ጋና…! ኡራጋይ ብክልተ ጎላት ዲ.ኣራስኬታ መሪሓ ንፖርቱጋል ተኸቲላ ከም ዝሓለፈት ወሲድናዮ ኣምሲና፡፡ ፖርቱጋልን ደቡብ ኮርያን 1-1 ተፈላልየን ክውድኣ’ዪ ዝነበረ እቲ ካልእ ትጽቢት ውን፡፡ እቲ ጽውጽዋይ ዝጅምር፡ ሶን ሚን፡ ኲዕሶ ካብ ልዳቱ ሒዙ ብመልሰ መጥቃዕቲ ናብ ልዳት ፖርቱጋል በጺሑ ዝቖረጻ’ሞ ካብ ድሕሪት ዘርከቦ ህዋንግ ኣብ 91 ደቒቕ ዘመዝገባ ሸቶ’ያ ነዛ ምሸት ከይትርሳዕ ዝገበረት፡፡ …

ሓድሽ ሓበሬታ | ዝገርም ፍጻሜ ኣጋጢሙ Read More »

ሓድሽ ሓበሬታ ካብ ከተማ ሽረ

ኣብ ከተማ ሽረ ኣገልግሎት ቴለፎን ቀዳም ክጅምር መደብ ከም ዘሎ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ኢትዮ-ቴለኮም ኣቶ መሳይ ውብሸት ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። እቶም በዓል መዚ ከም ዝሓበሩዎ፡ መስመር ቴለፎን ንምጅማር ኣብ ሽረ ዝርጋሐ ፋይበር ይሳለጥ ከም ዘሎ ኣመልኪቶም። ዛጊት 266 ኪሎ-ሜተር ንውሓት ፋይበር ምዝርጋሑ ዘመልከቱ ኣቶ መሳይ፡ እቲ ዝካየድ ዘሎ ስራሓት እንተ ተዛዚሙ ስሩዕ መስመር ጽባሕ ቀዳም …

ሓድሽ ሓበሬታ ካብ ከተማ ሽረ Read More »