wedding dress

woman breaks taboo, roams Cairo’s streets in wedding dress

woman breaks taboo, roams Cairo’s streets in wedding dress

ምስራዊት ሳምሓ ሓምዲ ኣብ ከተማ ካይሮ ኣብ ትዘዋወረሉ ግዜ ቬሎ ተኸዲና ስለ ትጓዓዝ ሓያሎ ካብ ተቐማጦ ከተማ ካይሮ የለልይዋ እዮም። እታ ጓል 27 ዓመት ስነጥበበኛ ‘ዘይትምርዓዊ ግዳ’ እናበሉ ንዝርብጽዋ ስድራኣን ቤተዘመድን ምላሽ ንምሃብ እቲ ቬሎ ከም ትኽደን ትገልጽ። መርዓ ሓንቲ መዓልቲ እያ። ካብዛ ቬሎ እዚኣ ንላዕሊ ኣይትሓልፍን እያ ትብል ድማ እያ ትመስል – ንዝርብሽዋ ኣዝማዳ እዚኣ (ቬሎ) ዲኹም ትደልዩ ካልእ ዘስምዕ ተግባራታ።ሳምሓ ብስነ ጥበብ ስልማት ንማስትረይት ተጽንዕ ኣላ። እዚ ኹሉ ተማሂርካ ግና ‘ምስ ሰብኣይ እንተዘይ ተቘሪንካ ስድራና ገለ ዝጎደለ እዩ ዝመስሎም’ ትብል። መልእኽታ ንመርዓ ኣይህወኸሉን እዩ ዝብል።