Important Message

Very Important Message 01/03/2020

Very Important Message 01/03/2020

ሎሚ ብዕለት 01-03-2020 ኣብ ሃገረ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ጽላል UNCHAR ተዓቅቦም ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ንከባቢ 3 ዓመት ዝገበሩ ሰባት ሎሚ ብዘጋጠሞም ፡ናይ ሓደጋ ባርዕ ከባቢ 500 ሚኢቲ ሰባት ዝርከብዎም ሑሙማት ቲቪ ብወረዶም ዓቢ ወሪድዎም። እቲ ሓደጋ ኣብ ከባቢ ስዓት 4-30 ከም ዝጀመረ ወሲኮም ገሊጾም። በቲ ዝወረደ ሓደጋ ሓደ ሰብ ከምዝተጎድኦም ከምኡውን ሓያሎ ካብኦም ሞቅሰልቲ ከም ዝወረዶም፡ ኣብቲ ቦታ ካብ ዝነበሩ ይሕብሩ ።ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንስድራን ንቤተሰብን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃብ ናብ ዝምልኮቶ ኣካል ክበጽሕ ሸር ሸር ንግበሮ ኣምላክ ኣብርሃም ምሳካትኩም ይኩን