Mexican woman

Mexican woman gives birth on clinic

Mexican woman gives birth on clinic ኣብ መክሲኮ – ኦውሳካ ኣብ ዝተባህለት ክፍለ-ሃገር፡ ሓንቲ ክትሓርስ ኢላ ናብ ሆስፒታል ዝኣተወት ነብሰ-ጾር ብሰንኪ “ፍንፉን” ዓሌታ ሓካይም ክተሓባበሩዋ ስለ ዘይካኣሉ ብዘይ ረዳኢ ኣብ ቀጽሪ’ቲ ሆስፒታል ክትገላገል ተገዲዳ። እቲ ቀንዲ መዛረቢ ዛዕባ ማዕከናት ዜና መክሲኮ ኮይኑ ዝቐነየ ጉዳይ፡ ንብዙሓት ዜጋታት’ታ ሃገር ምሒር ኣሰንቢድዎምን ኣርሚምዎምን ከምዘሎ’ውን ይግለጽ ኣሎ። ብመሰረት ጸብጻብ …

Mexican woman gives birth on clinic Read More »