The Perfect Way to Apply Lotion
ሎሽን ልክዕ ከም ቫዘሊን ንቘርበት መለስለሲ ተባሂሉ’ዩ ዝስራሕ፣ ንቘርበት ድማ ልምጽምጽ የብሎን የለስልሶን። ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ድማ ከም ጥዑም ሽታ ንቘርበትና ክንጥቀመሉ ንኽእል። ኣብ ዕዳጋታት ዝተፈላለዩ ሎሽናት ኣለዉ። ገለ ቅብኣን ሽታን ዘለዎም፡ ገለ ድማ ፎኲስ ሽታን ብዙሕ ቅብኣ ዘይብሎምን። ስለዚ፡ ንመርጾ ሎሽን ምስ ቈርበትና ዝሰማማዕ ክኸውንን ጥንቃቐ ክንገብርን ይ ግ ባ እ ። ምኽንያቱ፡ መጸበቒና …