Gunman’s

German Gunman’s Disturbing Online Message

German Gunman’s Disturbing Online Message ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣብ ጀርመን ዝተኻየደ ሽበራዊ ስርሒት፡ ሕሉፍ የማናዊ ኣተሓሳስባ ብዘለዎም ጥሩፋት ሃገራውያን ዝተኻየደ ምዃኑ ተሓቢሩ። ጥሩፋት ሃገራውያን፡ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን ሃይማኖታዊ ጉጅለታትን ዝቐንዐ መጥቃዕትታት – ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ከካይዱ ምጽንሖም ዝፍለጥ እኳ እንተዀነ፡ ኣብዚ ቅንያት ዝተፈጸመ ግና ካብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት ንነጀው ዝበዝሑ ግዳያት ከም ዝለከመ ተፈሊጡ ኣሎ። ሃናው …

German Gunman’s Disturbing Online Message Read More »