Flight Attendant Who Survived Jetliner Blast
Flight Attendant Who Survived Jetliner Blast ካብ ነዊሕ ብራኸ ጸዲፎም ብህይወት ካብ ዝተረፉ ሓያሎ ሰባት ምጥቃስ ይከኣል እዩ። ብማዕከናት ዜና ወትሩ ዝቃልሑ ካብ ርሻናት ብ መ ስ ኮ ት ጸዲፎም ኣብ ኣግራብ እናዓለቡ ወይ ሓላፍ መንገዲ እናቘለቦም ካብ ሞት ብዛዕባ ዝሰረሩ ሰባት’ውን ከነዕልል ንኽእል ኢና። ኣብዚ ቕንያት እዚ ኣብ ዝተገብረ ዳህሳስ መዛግብቲ ግና፡ ቬስና ቩሎቪች …