Germany seeks ‘stable’ ties with China, EU investment deal
ኤውሮጳዊ ሕብረትን ቻይናን፡ ኩሉመዳያዊ ዝምድናኦም ከዕዝዙ ከምእተረዳድኡ ተቓሊሑ። እቲ ምርድዳእ’ዚ፡ ላዕለዎት ሰብ-መዚ ክልቲኦም ወገናት ብ9 ሰነ ኣብ ዘካየድዎ ማንዛዊ ቪድዮ ኮንፈረንስ’ዩ ተበጺሑ። ኣብ’ዚ 10ይ ዓመታዊ ርክብ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ቻይናን፡ ቍጠባዊ ዝምድናኦም ብሓፈሻ፡ ንግዳዊ ድማ ብፍላይ ንምድንፋዕ ጻዕሮም ከሕይሉ ምዃኖም ኣፍሊጦም። ነቲ ስምምዕ ንምትግባር፡ ቀጻሊ ርክብ ክካየድ ምዃኑ’ዮም፡ እቶም ሰበ-ስልጣን ብተወሳኺ ሓቢሮም። ምስ ኣመሪካ …
Germany seeks ‘stable’ ties with China, EU investment deal Read More »