ድንግልናይ ፈሪሱዶ ይኸውን?discussion

  ድንግልናይ ፈሪሱዶ ይኸውን? discussion ጓል 24 ዓመት እየ። ብቘልዓይ ማለት ጓል ሾውዓተ ዓመት እንከለኹ ግና ክጻወት ናብ እንዳ ጎረቤትና ናብ መሓዛይ ከይደ ። ብጀካ መሓዛይን ዓቢ ሓዋን ኣብቲ ገዛ ተወሳኺ ሰብ ኣይነበረን። ዝናም ይሃርም ስለ ዝነበረ መሓዛይ ኣብ ኮበርታ ኣትያ ደቂሳ። እቲ ኩሉ ሳዕ ዘጸውተና ከም ሓወይ ዝሪኦ ዝነበርኩ ዓቢ ሓው መሓዛይ ድማ ከጻውተኪ …

ድንግልናይ ፈሪሱዶ ይኸውን?discussion Read More »