Belgian

Belgian who says she is king’s daughter asks him to testify

Belgian who says she is king’s daughter asks him to testify ሓንቲ ዘይተነግረላ ጓል ንጉስ ኣልበርት 2ይ ምዃና ዝገለጸት ቤልጁማዊት፡ ነቲ ንጉስን ንኽልተ ደቁን ኣብ ቤት ፍርዲ ከተማ ብራስለስ ከሲሳቶም ከምዘላ ሮይተርስ ሓቢሩ። ጓል 45 ዓመት ስነ-ጥበበኛ ደልፊን ቦል ብተደጋጋሚ ጓል’ቲ ንጉስ ምዃና ክትገልጽ ምጽንሓን ነዚ ሓቂ’ዚ ኣብ ስነጥበባዊ ስርሓታ ከተንጸባርቖ ምጽንሓን እቲ ምንጪ ገሊጹ። …

Belgian who says she is king’s daughter asks him to testify Read More »