Apple Companyኩባንያ ኣፕል ብዝሰልዖ ዋጋታት ተወቒሱ
Apple Companyኩባንያ ኣፕል ብዝሰልዖ ዋጋታት ተወቒሱ ዝሓለፈ ሰሙን ኩባንያ ኣፕል ኣብ ከተማ ሳን ሆዜ – ዝተፈላለዩ ሓደስቲ ፍርያቱ ንህዝቢ ከም ዘላለየ ኣይርሳዕን። ሎሚ ዓመት እውን ከም ናይ ዝሓለፉ ዓመታት ፍልይ ዝበሉ ሓደስቲ ቴክኖሎጅያዊ መሳርሒታት እዩ ኣቕሪቡ። ገለ ካብቶም ዝቐረቡ ሓደስቲ መሳርሒታት ከኣ፡ ናይ 32 ኢንች ዓቐንን 6K ንጻረን ዘለዎ ስእሊ ከተርእየካ እትኽእል 5 ሽሕ ዶላር …