Young peoples advice and support
Young peoples advice and support ጽኑዕ ፍቕሪ ዘለናን ሰለስተ ዓመታት ዝገበርናን ኣዕሩኽ ኢና። ዓርከይ ምስ ስድራ ቤቱ ኣላኢዩኒ’ዩ። ኣነ ግን ምስ ስድራ ቤተይ ከላልዮ እናደለኹ፡ ብፍርሒ ዝኣክል ላንጋ ላንጋ ኰይነ ኣለኹ። ስድራ ቤተይ ወዲ ጎቲተ እንተ ኣተኹዎም እንታይ ኰን ይብሉኒ ይዀኑ። ሚሚ-ካብ ኣስመራ ዝበሉ እንተ በሉ፡ ክሳብ መዓስ’ሞ ካብ ስድራ ቤትኪ ተሓቢእኪ ክትነብሪ ኢኺ። ስድራኺ …