ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናይ ሱዳን መገሽኡ ዛዚሙ ተመሊሱ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ካብ 25 ሰነ ኣብ ሱዳን ዝገበሮ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ብቀዳም 27 ኣብ ሰዓታት ፍርቂ መዓልቲ ተመሊሱ። ኣብ’ዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቱ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ከምኡ’ውን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ተራኺቡ፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድናታትን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም …

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናይ ሱዳን መገሽኡ ዛዚሙ ተመሊሱ። Read More »