ኣብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ንህዚ ዘሰንበደ እንታይ እዩ ኣጋጢሙ

ኣብ ቐጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ዝጽብጽብ ዝነበረ ፍሉጥ ኣሜሪካዊ ጋዜጠኛ ኩዕሶ እግሪ ከምዝሞተ ተገሊጹ። እቲ ወዲ 48 ዓመት ግራንት ዋል ዓርቢ ምሸት ኣርጀንቲናን ሆላንድን እናተጻወታ እንከለዋ ተወሳኺ ግዜ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን እዩ ወዲቝ። ኣቐዲሞም ዝወጹ ጸብጻባት፡ ወቕዒ ልቢ ኣጋጢምዎ ክኸውን ከምዝኽእል ዝሓበሩ’ኳ እንተዀነ፡ እዚ ግን ክሳብ ሕጂ ብወግዒ ኣይተረጋገጸን። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግራንት ዋል ንመሰላት …

ኣብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ንህዚ ዘሰንበደ እንታይ እዩ ኣጋጢሙ Read More »