ሎሚ ዝወጸ ሓበሬታ ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ(ዱላ)

ሰላም ሰላም ክቡራት ኣሕዋት፡ብመጀመርታ ኣኣብ ዘለኹሞ፡ሰላምን ጥዕናን ንምነ፡ብምቕጻል ንሓውና ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ(ዱላ)፡ኣጋጢምዎ ዘሎ ኽብድ ዝበለ ናይ ጥዕና ጸገም፡ፈጣሪ ምሕረት ይኣዝዘሉ እናበልና፡ህዝብና ዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ፡መግለጺ ኣይርከቦን እዩ እሞ፡ብስም ስድራቤት ስነጥበባውያንን ምስጋናን ነቕርብ፡ ዮናታን ድሮ ትማሊ ረቡዕ ናብ ኣዲስኣበባ ኣትዩ ኣሎ፡እቲ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝካየድ መስርሕ ሕክምና ውን ተጀሚርሉ ኣሎ። ብዙሓት ፈተውቱን ኣፍቀርቱን ብተሌፎን ይኹን ብኣካል ንምርካቡ …

ሎሚ ዝወጸ ሓበሬታ ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ(ዱላ) Read More »