Canada

New about Canada refugees

New about Canada refugees

* ካናዳ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ንሓደ
ሚልዮን ስደተኛታት ንምቕባል ዘኽእላ
ሓድሽ ፕሮግራም ምዝርጋሓ ተገሊጹ።
* ካናዳ ብምኽንያት ጡረታ ኣብ 2030
ትሽዓተ ሚልዮን ዜጋታት ካብ ስራሕ ወጻኢ
ክኾኑ እዮም ክብል ሓቢሩ’ሎ። ኣብ 2018
ካናዳ 310 ሽሕ ኣብ 2019 ከኣ 330 ሽሕ
ስደተኛታት ምቕባላ ዝዝከር እዩ።
ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ካናዳ 38
ሚልዮን ከም ዝበጽሕ ይፍለጥ።
* ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ናይ ካናዳ
ማርኮ መንደሲኖ እዩ ነዚ ውጥን
ካናዳ ዕላዊ ጌሩ ዘሎ። ንሱ ብሰንኪ
ምእራግ ወለዶን ብትሑት መጠን
ወሊድን ኣጋጢሙ ንዘሎ ናይ ሽቕለት
ጋግ ንምምላእ እዚ ፕሮግራም ይዝርጋሕ
ምህላዉ ድማ ገሊጹ’ሎ። እዚ ፕሮግራም
መኣስ ከም ዝጅምር እኳ ኣይጠቐሰን።
* ብዛዕና እዚ ወጽዩ ዘሎ መደብ መንግስቲ
ካናዳ ዝያዳ ሓቤሬታ ንክትርክቡ እንተ ደሊኹም
ወይ እውን ናብ ካናድ ንምግዓዝ ከተመልክቱ፡ትደልዩ
ሰባት እንተ ኣሎኹ ብመሰጅ (Message) ተወኮሱና ።