Most Depressing Stories- Mussie Eyob
ሎሚ ሕማቅ ስማዕ ደንጉዩ ዝበጽሓና መርድእ
ስነ ጥበባዊ ሳዕሳዓይ ተዋሳይ ኣባል ጉጅለ ባህሊ ስኒት ዝነበረ መንእሰይ ሙሴ እዮብ፡ሎሚ ኣብ ከባቢ እንዳ ካንዘን ኣብ ዝነበረ መንበሪ ገዝኡ ትማሊ ሰንበት ዕለት 16/02/2020 ወጋሕታ ንግሆ ብድንገት ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዩ ኣሎ ።ን ስነጥበባዊ ሓውናን ሙሴ ዘሕዝን ኣጋጣሚ’ዩ እሞ ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃም ይቀበልካ ፡ ንስድራቤትካን ፡ ፈተውትካን ድማ ጽንዓት ይሃቦም ንብል ብስም ኩሎም ስነ ጥበባውያን፡