Midday News in Tigrinya for February 17, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብዱልዓዚዝ ኣልስዑድ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ሎሚ ኣብ ስዑድያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 17/02/2020 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ንግሆ ናብ’ታ ሃገር ኣትዩ።