Japanese flu drug

Japanese flu drug ‘clearly effective’ in treating coronavirus

ሎሚ ቻይና ኣብ ዝውጽአቶ ደስ ዝብል ዜና
ኣብ ውሽጢ ጃባን ንሕምም ስዓል ንምሕካም ዝግልግል Favipiravir ዝባል መድሃኒት
ብሕማም ኮሮና ቫይረስ ንዝተለከፈ ሰብ፡ ሙሉእ ብሙሉእ ካብቲ ሕማም ከምዘገላግልን
ኣዝዩ ጽቡቅ ውጽኢት ከምዘርኣየ ሎሚ ሰብስልጣን ቻይና ንህዚ ገሊጾም

ዋጋ ተረኪቡ ዘሎ Favipiravir ዝብሃል መድሃኒት
SKU-Size Size Price
2778-5 5 mg $125.00
2778-25 25 mg $485.00
ነዚ ናይደስታ ዜና ናብ እሕዋትና ንክበጽሕ’ውን ሸር ምባል ኣይንረስዕ።
እዝውን ናይቲ ሰማይን መሬትን ዝፈጠረ ኣምላክ እዩ’ሞ ምስጋና ይክኖ።