Guinness record

Guinness record|ብግዝፊ ጡብ መወዳድርቲ ዘይረኸበት ፍጥርቲ።

Guinness record|ብግዝፊ ጡብ መወዳድርቲ ዘይረኸበት ፍጥርቲ።

– ኣና ሃውንኪንስ ተረርነት
ትበሃል፣ ዛጊት ብግዝፊ ጡብ መወዳድርቲ
ዘይረኸበት ፍጥርቲ’ያ። ኣና ወኒናቶ ዘላ
ግዙፍ ጡብ ተፈጥሮኣዊ ብምዃኑ’ያ ኣብ
መዝገብ ክብረ ወሰን ክትሳተሰፍ ዝኸኣለት።
“ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ናብዚ ክብሪ
ክበቕዓ ክብላ መጥባሕቲን ካልእ ሕክምናዊ
ኣገባብ ክትቐማ ይፍትና’የን። ናይ ኣና
ግን ዝተፈለየ’ዩ’ ይብል ሓደ ካብ ኣካየድቲ
ጊነስ። ካብ ህጻንነታ ኣትሒዛ ኣጥባታ ግዙፍ
ዓቐን ከም ዝነበራ እትገልጽ ኣና ሃውኪንስ
እዚ ኣዝዩ ግዙፍ ዓቐን ዘለዎ ጡባ ኣዝዩ
የሰክፋ ከምዝነበረ ብምግላጽ፣ ኣብዚ ሎሚ
ኮይና ክትዕዘቦ ከላ ተፈጥሮኣዊ ውህብቶኣ
ብምዃኑ ከምእትኾርዓሉ ገሊጻ።