Germany

Germany far-right gunman kills 10 in Hanau

Germany far-right gunman kills 10 in Hanau

ሎሚ ሓደ ብረት ዝሓዘ ሰብኣይ ኣብ ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ባራት ቶኽሲ ከም ዝኸፈተ ፖሊስ  ተዛሪቡ።እቲ ነቲ ጉዳይ ዝፈጸመ ጥርጡር ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከም ዝተረኽበን ፖሊስ እቲ ከባቢ ሎሚ ኣብዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም።እቲ ኣብ ምዕራብ ጀርመን ኣብ ከተማ ሃናው ኣብ ናይ ሺሻ ባራት ብዝተኻየደ ናይ ጥይት መጥቃዕቲ ሸሞንተ ሰባት ክቕተሉ እንከለው ካልኦት ሓሙሽተ ሰባት’ውን ቆሲሎም ከምዘለዉ ተገሊጹ።