Finally Some Good News on Coronavirus Testing
ጥዕም ዜና
ክታበት ቀታሊ ሕማም ጸረ ኮርናቫይረስ ካብ እስራኤል
ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ስነ-ፍልጠተኛታት ካብ ሃገረ እስራኤል ኣብ ዝመጽእ ቀረባ መዓልታት ነቲ ኣማዕቢሎሞ/ሚሂዞሞ ከም ዘለዉ ዝገልጽዎ ክታበት ጸረ ኮሮናቫይረስ ናብ ህዝቢ ክዝርግሑ ምዃኖም ሎሚ ኣብ መርበብ ሓበሬት ኣቃሊሖም ኣለዉ፡፡
ስለዚ ፈውሲ ተረኺቡ ኣሎ ክንብል ንክእል ኢና ተግባራውነት እቲ መድብ ምስ ተዓዘብና።
ነዚ ኣገዳስን ጥዑምን ዜና ህዝብና ከነረጋግእ ብትገዳስነት ሸር ንበሎ ኣምላክ ኣብርሃም ዝተመስገን ይኩን። ፡፡
ምሉእ ጸብጻብ ናይቲ ጽሑፉን ትሕዝቶን ሒዝና ድሕሪ ገለ ሰዓታት ክንምለሰኩም ኢና።
ኣምላክ ኣብርሃም ዝተመስገን ይኩን።