FAMILY GIVES

FAMILY GIVES BIRTH TO MIRACLE TRIPLETS AFTER

FAMILY GIVES BIRTH TO MIRACLE TRIPLETS AFTER

እንዳ ኮብል ዝተባህሉ ኣሜሪካውያን
ስድራ፡ ኣብ መጀመርታ 2013 ሰለስተ
ደቆም (ክልተ ኣዋልድን ሓደ ወድን)
ብሓደጋ መኪና ድሕሪ ምስኣኖም
ሓደ ዓመት ምስ ሓለፈ፡ እታ ኣደ
ስልስቶ (ኣብ ሓደ እዋን ዝተወልዱለስተ ህጻናት ምዃኖም’ዮም)
ብምውላድ ክትክኦም ምኽኣላ፡ እታ
ስድራ “ተኣምራታዊት ስድራ”
ኣቢልዋ ኣሎ። እቲ ልዕሊ ኩሉ
ዝገርም ነገር ድማ፡ እቶም ስልስቶ፡
ጾታኦም ልክዕ ከም’ቶም ብሓደጋ
ዝጠፍኡ ኣሕዋቶም፡ ክልተ ኣዋልድን
ሓደ ወድን ምዃኖም’ዩ። ኣብ ሓደ
እዋን ክልተ ኣዋልድን ሓደ ወድን
(ብምውላድ ክትድበስ እንከሎኻ፡ ናይ
ፈጣሪ ጥበብ ድኣ’ምበር ኣጋጣሚ
ክትብሎ ኣይትደፍርን!