Crocodile Vs Python

Crocodile Vs Python | Wild animals attack

Crocodile Vs Python | Wild animals attack

ማዕከን ዜና መደበር ቴሌቪዥን ኤይ. ክርፍስ ሓርገጽን ገበልን “ናይ ዜና ተኣምራት” ክብል ገሊጹዎ። እቲ መደበር ቴለቪዥን፡ ኣብ መንጎ ክልተ ክራኸቡ ዘይትጽበዮም እንስሳታት ግጥም ምክያዱ፡ እቲ ገበል ነቲ ሓርገጽ ምስዓሩ ከይኣክል ክንዲ ኣካላቱ ንዝኸውን ክብደት ክውሕጥ ምኽኣሉ ከምኡ’ውን እቲ ፍጻመ ክሰኣል ምብቅዑ ንሰማዕቲ ጥራይ ዘይኮነ ንማዕከናት ዜና ዘገረመ ፍጻመ ምንባሩ ኣውኪኡ። ሙንዳራ ኣብ ዝተባህለ ቀላይ ናይ ኣውስትራልያ፡ ሓደ ገበል ክንዲ ካላእ ዝኸውን ሓርገጽ ንምውሓጥ ድሕሪ ምውሳኑ፡ ካብ ገማግም ናይቲ ቀላይ ክርፍስ ሓርገጽን ገበልን፡ “ናይ ዜና ተኣምራት! ናብቲ ማይ ብምእታው ምስቲ ሓርገጽ ኣብ ግጥም ኣትዩ። ኣርባዕተ ሰዓታት ድሕሪ ዝወሰደ ግጥም ከኣ፡ እቲ ገበል ነቲ ሓርገጽ ቀቲሉዎ። ብድሕሪ’ዚ ነቲ ግዳይ ተሰኪሙ ናብቲ ደንደስ ቀላይ ወጺኡ። ውሒጡ ንኽውድኦ ከኣ ከባቢ ርብዒ ሰዓት ወሲድሉ። እቲ 10 ጫማ (ልዕሊ ሰለስተ ሜትሮ) ዝቑመቱ ገበል ኣብቲ ሓርገጽ ክጥምጠም እንከሎ ዝተዓዘቡ ቲፋኒ ኮሪልስን ቲራቪስ ኮሪልስን ዝተባህሉ ሰብ ሓዳር፡ በቲ ዝርእይዎ ዝነበሩ ብምግራም ቀዚዞም እዮም ተሪፎም። ኣብቲ ቀላይ ሓንቲ ናይ ጃልባ ክለብ ናይ ቅድድም ጃላቡ ውድድር ተካይድ ነይራ። እቲ ናይቲ ገበልን ሓርገጽን ናይ ሞትን ህየትን ቃልሲ ከኣ ኣብቲ ናይቶም ተወዳደርቲ ናይ ቮላታ መስመር እዩ ዝካየድ ነይሩ። ተወዳደርቲ እቲ ፍጻመ ተቐሊዑ ይረኣዮም ስለዝነበረ፡ ኣብ ናይ ቮላታ መስመሮም ከይበጽሑ ናብ ወሰናስን ናይቲ ቀላይ ክእለዩ ከምዝተገደዱ ድማ’ዩ ስካይኒውስ. እቲ ሓርገጽ ብሞት ክሳብ ዝሰዓር እቲ ቃልሲ ብምሉኡ ኣብ ውሽጢ ቀላይ ከምዝነበረ ዝጠቐሱ እቶም ሰብ ሓዳር፡ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናይ ኢድ ካሜራ ሒዞም ብምጽንሖም እቲ ክእመን ዘይክእል ዝመስል ዜና ምስ ህዝቢ ዓለም ክካፈልዎ ምኽኣሎም ገሊጾም። ቢ. ” ኮም ዝሕብር። ሲ. ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ንዘጋጠመ