Manchester United Fans ደገፍቲ ዩናይትድ መጥቃዕቲ ኣካዪዶም
Manchester United Fans ደገፍቲ ዩናይትድ መጥቃዕቲ ኣካዪዶም ኣቦ-መንበር ማንቸስተር ዩናይትድ ኢድ ዉድዋርድ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ድሕሪ ዘጋጠሞ መጥቃዕቲ ተወሰኽቲ ናይ ጸጥታ ሰባት ከም ዝቘጸረ ሓቢሩ። ብኣመራርሓ’ዚ ኣቦ መንበር ዝተቘጥዑ ደገፍቲ ሬድ ዴቭልስ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ንመንበሪ ገዛ ዉድዋርድ ከም ዘጥቅዕዎ ይዝከር። እዞም ካብ 20 ክሳብ 30 ዝኾኑ ደገፍቲ፡ ናብ መንበሪ ገዛ ዉድዋርድ ሓዊ ከም ዝደርበዩን …