ናብ ሞባይላት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ቫይረስ ይውስኽ
ኣብ ተንቀሳቐስቲ ቴለፎናት ዝዓለመ መጥቃዕቲ ሳይበር ብተዓጻጻፊ ይውስኽ ከምዘሎ ንዕኡ ዝከታተል ናይ ጸጥታ ኩባንያ ኣጠንቂቑ። እቲ ኩባንያ ነቲ ተርእዮ ኣንጻር ሞባይል ዝቕልቀል ዘሎ ማዕበላዊ ነውጺ’ዩ ክብል ገሊጹዎ ኣሎ። እቲ እከይ ሶፍትወየር ፕሮግራማት ተጠቒምካ ተንቀሳቐስቲ ቴለፎናት ናይ ምዕናው ተግባር፡ ብፍላይ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ገኒኑ ከምዘሎን ብሰንኩ ብዙሕ ክሳራታት ይስዕብ ምህላዉን ተፈሊጡ። ጸብጻባት ከምዘመልክቱዎ፡ ኣብ 2013 ኣንጻር …