Entertainment news

ሓለፍቲ ህውሓት ብዝገበርናይ ትጣዒስና ኢሎም መልእክቲ ሰዲዶም።

ሎሚ ህውሓትን ደገፍቶምን ዝሕዝዎን ዝብልዎን ጠፊኢዎም እዚ ምስ ገታቸው, ረዳ ንሪኦ ዘለና መዘክር ዝብሃል ኮይኑ ሓደ ካብቶም ተደለይቲ ኣባላት ህውሓት እዩ ሎሚ ንጎሆ ኣብ ገጻት facebook ከምዚ ኣብ ታሕቲ ትዕዘብዎ ዘለኩም ጌሩ ናብ ህዝቢ ዘርጉሑ ኣሎ፡እቲ ተዘርጊሑ ዘሎ መልእክቲ ኣብ ታሕቲ ንትዓዘብ, ።

ሕጂ ዝተረክበ ደስ ዝብል ዓቢ ዜና

ሎሚ ካብ ዝተዘርግሐ ድስ ዝብል ዜና ፡ብመሰረት ናይ PCR TEST ዘማልአ ሮቓሒታት ካብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ በረራ ነፈርቲ ኣስመራ ኣዲስ ኣበባ ፡ ኣስመራ ዱባይ ብከፊል ክጅመር ሙኻኑ ሚኒስትሪ መጎዓዝያን መራኸቢታትን ገሊጹ ። #Eritrea ሚኒስትሪ መጎዓዝያን መራኸቢታትን ኤርትራ ሎሚ ዕለት 05 ሚያዝያ 2021 ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ካብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ 2021 ከፊላዊ ምጅማር ንግዳዊ በረራታት ኣስመራ- …

ሕጂ ዝተረክበ ደስ ዝብል ዓቢ ዜና Read More »

ቺሳኮ ካከሂ

ቺሳኮ ካከሂ ዝተባህለት ጓል 70 ዓመት ጃፓናዊት’ያ። ስማ ኣብ ምሉእ ሃገር ገኒኑ እዩ ዘሎ።

ቺሳኮ ካከሂ ዝተባህለት ጓል 70 ዓመት ጃፓናዊት’ያ። ስማ ኣብ ምሉእ ሃገር ገኒኑ እዩ ዘሎ። “ጸላም መበለት” ወይ “መርዛም ወይዘሮ” ዝብል ሳጓ’ውን ወጺኡዋ ኣሎ። ማዕከናት ዜና ጃፓን ኣብ መደባተን ጉዳይ ናይዛ ሽማግለ ሰበይቲ ከየልዓላ ኣይሓልፋን። ብጋዜጣታት፡ ሬድዮታትን ተለቪዥናትን ኣብ ዝመሓላለፍ መደባት ስማ ብቐጻሊ ይለዓል ኣሎ። እዛ ኣብ ከባቢ ከተማ ኪዮቶ ትነብር ሽማግለ ሰበይቲ ናብ ቤት ፍርዲ …

ቺሳኮ ካከሂ ዝተባህለት ጓል 70 ዓመት ጃፓናዊት’ያ። ስማ ኣብ ምሉእ ሃገር ገኒኑ እዩ ዘሎ። Read More »

ዝገርም ተግባር

ዝገርም ተግባር ሓደ ድኻ ፊሊፒናዊ ገፋፊ ዓሳ፡

ሓደ ድኻ ፊሊፒናዊ ገፋፊ ዓሳ፡ ብኣጋጣሚ 34 ኪ.ግ እትምዘን ሉል ድሕሪ ምግፋፉ፡ ዋግኣ ክሳብ ዝኸብረለይ ብምባል ን10 ዓመት ኣብ ኣጉዶኡ ሓቢኡዋ ጸኒሑ። ጋዜጣ ደይሊ መይል ከም ዝሓበረቶ፡ እዛ ዛጊት ብግዝፋ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይተረኽባ ሉል፡ ዋጋኣ ክሳብ 100 ሚልዮንዶላር ዝበጽሕ’ኳ እንትኾነ፡ እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ገፋፊኣ ግን ዋጋ ዘይብላ ስለ ዝመሰለቶ “ክሳብ ትኸብረለይ” ብምባል ንሓደ ዕቑድ …

ዝገርም ተግባር ሓደ ድኻ ፊሊፒናዊ ገፋፊ ዓሳ፡ Read More »

ኣገረሚ ኣመሪካዊ መንእሰይ

እዚ ኣመሪካዊ መንእሰይ፡ ንግሆ ብምትንሳእ ቅድሚ ናብ ስርሑ ምእታዉ፡ ነቶም ኣብ ጐደናታት ማንሃተን ዝርከቡ ግዳም ሓደር ናጻ ናይ ምቕምቃም ጸጉሪ ርእስን ጭሕምን ኣገልግሎት ይህብ። “ካብ ቬትናማውያን ስድራ’የ ተወሊደ። ኣብ ባህልና፡ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ እንተወሓደ ሓደ ጽቡቕ ነገር ግበር ዝብል ብሂል ኣሎ። ነዞም ጽጉማት ብገንዘብ ክሕግዞም እኳ እንተዘይ ከኣልኩ፡ በቲ ዘለኒ ሞያ ግን ገለ ከበርክት እኽእል’የ” …

ኣገረሚ ኣመሪካዊ መንእሰይ Read More »

33 ሰዓታት

33 ሰዓታት ብዘይ ዕረፍቲ ዝተዛረበት

ኤሪ ካሊ ጀንደላ ዝተባህለ ኖርወጃዊት ናይ ኩነታት ኣየር ጋዜጠኛ፡ ን33 ሰዓታት ብዘይ ትንፋስ (ዕረፍቲ) ከተንብብ ብምኽኣላ ናይ ዓለም ክብረ-ወሰን ክትሕዝ ኣብ ርእሲ ምኽኣላ፡ ካብቲ ትሰርሓሉ ትካል ገዚፍ ናይ ገንዘብን ንዋትን ሽልማት ክትረክብ በቒዓ ኣላ። ቢቢሲ ከምዝሓበሮ፡ እታ ጓል 31 ዓመት ጋዜጠኛ 24 ሰዓታት ምስ ሓለፈት ነቲ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን ስለዝሰበረቶ ከተቋርጽ ትኽእል ነይራ። ይኹን’ምበር ብዘይ …

33 ሰዓታት ብዘይ ዕረፍቲ ዝተዛረበት Read More »

ደቡብ ኣፍሪቃ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ፍጻሜ

እዚ ኣብ ታሕቲ እትዕዘብዎ ዘለኹም ስእሊ ኣብ ሃገራዊ ሕዛእቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ፍጻሜ እዩ። እዛ መኪና ክልተ በጻሕቲ ሃገር ኣሳፊራ በቲ ሕዛእቲ እናተጓዕዘት እንከላ’ዩ ወዮ ሓርማዝ ሃንደበት ኣብ መገዲ ዓጊቱ ደው ኣቢልዋ። ኣብ ዉሽጣ ዝነበሩ በጻሕቲ ማዕጾ ከፊቶም ንኽሃድሙ ዕድል ከይሃበ ከኣ ክሕስሕሳ ጀሚሩ። ነዊሕ ከይጸንሐ’ውን ነብሱ ናብኣ ኣውዲቑ ፍጹም ከምትጭፍለቕ ጌርዋ። እዚ ኮይና ከተብቅዕ …

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ፍጻሜ Read More »

ፈሪሓ ዓሊ

ተግባራት ፈሪሓ ዓሊ ንብዙሓት የቆጥዕ

ፈሪሓ ዓሊ ዝተባህለት ግብጻዊት ጎርዞ፡ ናብ ቤት ፍርዲ ስድራ-ቤት ከተማ ካይሮ ሓደ ኣገራሚ ናይ ፍትሕ ጥርዓን ኣቕሪባ። ንሳ ኣብ ጥርዓና፡ ምስ በዓል-ቤታ ኣሕመድ መስዑድ ንሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝቐጸለ ሓዳር ከም ዝነበሮም፡ እንተኾነ ንሱ ዘይግደስ ኣረሜን ምዃኑ ከሲሳ። እቲ ዘገርም ኣሕመድ ኣዝዩ ህርኩት ሰራሕተኛን ፈቃር በዓል-ቤትን’ዩ። ኣብ ልዕሊ በዓልቲ-ቤቱ ዘለዎ ፍቕሪ ንምግላጽ ድማ ህያባት ኣብ ምሃብ …

ተግባራት ፈሪሓ ዓሊ ንብዙሓት የቆጥዕ Read More »