Entertainment news

ዜና ሓጎስ ኤርትራውያን

ማህደረ ትምህርቲ ረኺቦም፡ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቶም ንምቅጻል 17-ተማሃሮ ሞስኮ ሩሲያ ኣትዮም፡ እቶም ተማሃሮ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት መንግስቲ፡ ሚኒስትርታትን ኣቢያተ ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ክሰርሑ ዝጸንሑ ዜጋታት ኮይኖም፡ ብካልኣይ ዲግሪን (Masters)፡ ከም’ኡ ዉን ማዕርግ ዶክትረይት (PhD)፡ ብባህሪያዊ ስነ-ፍልጠት – ምህንድስና፡ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ፡ (Natural Science, Engineering, Information Technology)፡ ቁጠባን ምሕደራን (Economy and Management)፡ ሕክምና (Medical)፡ ከም’ኡ ዉን …

ዜና ሓጎስ ኤርትራውያን Read More »

ኣብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ንዓለም ዘገረመ ኣጋጠሚ ተፈጢሩ

ሰናይ ሰኑይ ካብ ጐደናታት ሞምባሳ ኬንያ፡ ናብ ጐደናታት ኣደውሓ ቐጠር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ መንጎ እንግሊዝን ኣመሪካን ኣብ ዝነበረ ግጥም ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022፡ ጸወታ ቅድሚ ምጅማሩ፡ ዝተፈላለዩ ናይ መዘናግዒ መደባት ይቐርቡ ኔሮም። ኣብ መንጎ መጉልሒ ድምጺ ናይቲ ስታድዩም ፡ነቶም ኣብቲ ቦታ ብኣካል ነቲ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዝከታተሉ ዝነበሩ ሰባትን፡ ካብ ማዕዶ ብቀጥታ ብመገዲ ሳትላይት …

ኣብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ንዓለም ዘገረመ ኣጋጠሚ ተፈጢሩ Read More »

ዮናታን ታደሰ እንታይ ኢሉ

“ኣይመዉትን እየ ክድሕን እየ” ዮናታን ታደሰ። ምሸት ሰዓት ሽዱሽተ፡ ሰንበት 17 ሓምለ 2022 እዩ። ኣብ ገዛውትና ማይተመናይ ጎደና 806 ረኺበዮ። ብሓይሊ ናብ ማኪና ክስቐል እስቀል ኔሩ። ምሉእ ብምሉእ ተቐይሩኒ። “ ድሓን ዲኻ?” ሓቲተዮ ኩነታቱ እናተዓዘብኩ። “በርቲዓትኒ። ፋርማሲ በጺሐ ክመጽእ። ፈውሲ ቓንዛ ክወስድ” ስኒ ነኺሱ ኣፉ ከፈተ። ኣጆኻ ኢለዮ። ጠሚቱ ብዓይኒ ድንጋጸ፡ ተተንኪፈ። ሽዑ ግን ኣለኹ …

ዮናታን ታደሰ እንታይ ኢሉ Read More »

ሕጂ ዝወጸ ሕማቕ ዜና

እዋናዊ ዓቢ ሓበሬታ፡ ተጻዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኔይማር ጁኒየር ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ጸወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊጹ።, ኔማር ትማሊ ምሸት ብራዚል ምስ ሰርቢያ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ብዘጋጠሞ ጉድኣት እግሩ ኢዩ ካብ ምድብ ጸወታ ወጻኢ ኮይኑ ዘሎ፡፡, ዶኳትር ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል÷ ድሕሪ ጸወታ ሰርቢያ ኩነታት ጉድኣት ኔማር ብዝምልከት ወግዓዊ ብዝገበሩዎ ውጽኢት ምርመራ እቲ …

ሕጂ ዝወጸ ሕማቕ ዜና Read More »

ደሃይ ሓፍተይ ክረክብ ሓግዙኒ!

እቲ ሰራዊት ንድሕንነት ሓደ ጉጅለ ዝተዓጠቐ ሰራዊት ምዃኑ ግልፂ እናኾነ መፅዩ። ናይዚ ጉጅለ ድሕንነት ከድሕን ተዓጢቑ፣ ሐዚ ድማ ናይቲ ጉጅለ ነብሲ ከድሕን ናብ ካምፕታት ይእከብ ኣሎ። ምኽንያቱ ከባቢ 70% መሬት ትግራይ ፣ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢድ ሰራዊት ኢትዮጵያን ካልኦትን ኣትዩ እዩ። ሐዚ ዕጥቁ ዝፈትሕ ዘሎ ብዋናነት ነቲ ኣብ መቐለ ዘሎ ጉጅለ ንምድሓን እምበር …

ደሃይ ሓፍተይ ክረክብ ሓግዙኒ! Read More »

ዓቢ ሓበሬታ | ኣብ ከተማ መቐለ ዝውረ ዘሎ

ሰላም እዚ ሓበሬታ  ከምዘለዎ ናባኹም ነብሎ ስለ ዘለና ፤ ንሕና ዘይነዘውትሮም ቃላት ወይ ብሂላት ክትረኽቡ ስለ ትኽእሉ፡ ኣቀዲምና ነዚ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ናብቲ ዝወጸ ሓበሬታ ክነብለኩም፡ እቲ ሰራዊት ንድሕንነት ሓደ ጉጅለ ዝተዓጠቐ ሰራዊት ምዃኑ ግልፂ እናኾነ መፅዩ። ናይዚ ጉጅለ ድሕንነት ከድሕን ተዓጢቑ፣ ሐዚ ድማ ናይቲ ጉጅለ ነብሲ ከድሕን ናብ ካምፕታት ይእከብ ኣሎ። ምኽንያቱ ከባቢ 70% መሬት …

ዓቢ ሓበሬታ | ኣብ ከተማ መቐለ ዝውረ ዘሎ Read More »

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን ህዝቢ ትግራይ ተስፋ ዝሃበ ዜና ዘርጊሑ

እዋናዊ ዓቢ ሓበሬታ | መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ኲናት ተቋሪጾም ዝጸንሑ ናብ ትግራይ ዝግበሩ በረራታት ንምጅማር ምድላዋቱ ምሉእ ብምሉእ ከምዝዛዘመ ንቢቢሲ ገሊጹ፡፡ ድሕሪ እቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝተጀመረ ኲናት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝበዝሐ ከባቢታት ትግራይ ምስተቖጻጸረ ንሓጺር እዋን እኳ በረራ ተጀሚሩ እንተነበረ፡ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ትግራይ ምስወጽአ ግን መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እውን በረራ ደው ኣቢሉ …

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን ህዝቢ ትግራይ ተስፋ ዝሃበ ዜና ዘርጊሑ Read More »

እናትይ ይብሃል ኣሎ፤ ሕጂ ዝወጸ ዓቢ ሓበሬታ

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኦሊሶጎን ኣባሳንጆ፡ ኣብ መቀለ ትግራይ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ፡ ብመሰረት እቲ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮብን ዝተበጽሐ ስምምዕ፡ ህዉሓት ዕጥቁ ዝፈትሓሉ ሰዓት ኢዩ። ነቲ መስርሕ ምዉራድ ዕጥቅን ተሃድሶን፡ ዝከታተል ጉጅለ፡ ብወገን ሰለስቲኦም ወገናት፡ ማለት – መንግስቲ ፈደራል፡ ህዉሓት፡ ከም’ኡ ዉን ሸምጋሊ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ቆይሙ ነቲ ምዕባሌታት ክከታተልን፡ ንትግባሪኡ ከጽድቅን፡ …

እናትይ ይብሃል ኣሎ፤ ሕጂ ዝወጸ ዓቢ ሓበሬታ Read More »

ዓቢ መግለጺ ተዋሂቡ | ኣብ ሓጺር መዓልቲ ኩሉ ክውዳእ እዩ

ሰላም እዚ ሓበሬታ ካብ ገጻት መንግስቲ ኢትዮጵያዊ ከምዘለዎ ናባኹም ነብሎ ስለ ዘለና ፤ ንሕና ዘይነዘውትሮም ቃላት ወይ ብሂላት ክትረኽቡ ስለ ትኽእሉ፡ ኣቀዲምና ነዚ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ናብቲ ዝወጸ ሓበሬታ ክነብለኩም፡  ዕጡቕ ህወሓት ኣብ ሓፂር እዋን ዕጥቑ ፈቲሑ ናብ ዝተዳለወሉ ቦታ ከምዝኸይድ ናይቲ ዕጡቕ ሓይሊ ኣዛዚ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣፍሊጦም። ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ንቴሌቪዥን ትግራይ …

ዓቢ መግለጺ ተዋሂቡ | ኣብ ሓጺር መዓልቲ ኩሉ ክውዳእ እዩ Read More »

እናይ ይባህል ኣሎ፤ ሎሚ ካብ ዝወጸ ሓበሬታ

እንታይ ይብሃ፤ ኣሎ፤ መስርሕ ስምምዕ ፕሪቶርያን ኬነያን ተኸቲሉ ዝመጽእ ትግባረ ስምምዕ’ዩ። ኣብ’ዚ ዘለናዮ በዳሂ መድረኽ፡ ኣብ ህዝብታት ቐርኒ ኣፍሪቃ ወሪዱ ዘሎ ግዳማዊ ምትእትታዉ መሊእካ ምጽንቃቕ ምጥርጣር ዘየድልዮ ሕርያ ኮይኑ፡ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያን ኬንያን ዝህልዎም ኣበርክቶ ኣቃሊልካ ዝረአ ኣይክኸዉንን’ዩ። ነዚ ብደገ ክድፍኣሉ ዝጸንሐ ኣጀንዳ መሊእካ ንምጽንቃቕ፡ ስምምዕ ፕሪቶርያን ኬንያን ኣገዳሲ ክኸዉን’ዩ። ስምምዕ ፕሪቶርያን ኬንያን ኣብ ህዝቢ …

እናይ ይባህል ኣሎ፤ ሎሚ ካብ ዝወጸ ሓበሬታ Read More »