admin

ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ | ፍሉይ ምዕባሌታት

ዓቢ ሓበሬታ |ፍሉይ ምዕባሌታት – ብመሰረት ሎሚ 1 ታሕሳስ 2022 ዝተፈነወ፡ ወግዓዊ ሓበሬታ ኣገልግሎት ርክባት መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጲያ፡ ዕጡቅ ጉጅለ ህዉሓት ብረት ንምዉራድን ናብ መዓስከር ተሃድሶ ንምእታዉን ዝዓለመ፡ ካብ ትማል 30 ሕዳር 2022፡ ኣብ ከተማ ሽረ ናይ ሓባር ኮሚተ ብምቋም፡ እቲ መስርሕ ብወግዒ ከም’ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መስርሕ፡ ብመሰረት እቲ ኣብ ፕሪቶሪያን፡ ናይሮብን ኣቀዲሙ ዝተበጽሐ ስምምዕ …

ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ | ፍሉይ ምዕባሌታት Read More »

እዋናዊ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኦሊሶገን ኣባሳንጆ፡ ዝሓለፈ ሰሙን መቐለ ኣብ ዝበጽሓሉ፡ “ዝኾነት ሃገር ናይ ወጻኢ ሓይሊ ኣብ ግዝኣታ ክሰፍር ዝቕበሎ ወገን የለን” ክብል ምዝራቡ ንብዙሓት ኣገሪሙ’ዩ። እቲ ዘረባ፡ ካብ ዘይምፍላጥ ዝነቐለ ኣይመስልን። ምናልባት ብዙሕ ከይተሓስበሉ፡ መደረ ንምጥዓም ዝተባህለ ክኸውን ይኽእል፣ ወይ ድማ ጓሂን ሕረትን ገለ ነደይቲ ንምህዳእ ዝተዘርበ ክኸውን ይኽእል። ሕጊን …

እዋናዊ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ Read More »

ዓቢ ሓበሬታ | ህወሓት ኩሉ ቦታ ገዲፈሞ ወጺኦም

እዚ ሓበሬታ ሓደ ካብ ወግዓውያን ገጻት ህወሓት TMH ሕጂ ዝወጸ እዩ። ሰራዊት ትግራይ ሒዝዎ ካብ ዝነበረ  ድፍዓትሓዲግዎ ምውፃእ ከም ዝጀመረ ተገሊፁ። ኣብ መንጎ ሰበ-ስልጣን ትግራይን ኢትዮጵያን ኣብ ፕሪቶርያ ስምምዕ ሰላም ምፍራሙ ስዒቡ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዋና ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይን ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያን ንተግባራውነት እቲ ስምምዕ ብዝፈረምዎ መሰረት ሰራዊት ትግራይ ካብ ዝነበሮ ቦታ ገዲፉ ምውፃእ …

ዓቢ ሓበሬታ | ህወሓት ኩሉ ቦታ ገዲፈሞ ወጺኦም Read More »

ሓድሽ ሓበሬታ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ

ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ዶባቱ ኣጽኒዑ ክሕዘሉ ዝኽእል ወተሃደራዊ ቑመና ምሓዝ ጀሚሩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጲያ፡ ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ከተማ ሽረ ርክብ ኣብ ምክያድ ይርከቡ። ብመሰረት ረኺብናዮ ዘሎና ሓበሬታ፡ ሓይልታት ፈደራል ኢትዮጲያ ከበድቲ ብረት ዕጡቓት ትግራይ ንምእካብ ዘድሊ ዝርርብ ይገብሩ ከም ዘለዉ’ዩ። ንተግባራዉነት ብዝምልከት ኣብ ዝቕጽላ ሰሙናት ክንርእዮ ኢና። ኣብ ከተማ ሽረን ካልኦት …

ሓድሽ ሓበሬታ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ Read More »

እዋናዊ ዓቢ ሓበሬታ ሕጂ ተዘርጊሑ ኣሎ

ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ኣሎ፡ ብዛዕባ ምፍታሕ ዕጥቒ ሰራዊት ትግራይን ኣተገባብራኡን ዝምልከት መደብ ንኸውጽእ ዝቘመ ሓባራዊ ኮሚቴ ውጥንን ተክኒክን መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ካብ ትማሊ 30 ሕዳር 2022 ጀሚሩ ኣብ ከተማ ሽረ ኣኼባ የካይድ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ፕሪቶርያን ኣብ ናይሮብን ብዝገበርዎ ዘተ፡ ናብ …

እዋናዊ ዓቢ ሓበሬታ ሕጂ ተዘርጊሑ ኣሎ Read More »

ኣዝዩ ዝሕዝን ፍጻሜ

ቱኒዝያ ን2 ደቒቕ ናብ ዙር 16 ሓሊፋ ነይራ…! ን3ይ ጸወታ ብሉጽ ብቕዓት ዘንጸባረቐት ቱኒዝያ፡ መበል 58 ደቒቕ ብመገዲ ሓለቓ ጋንትኣ ክሃዝሪ መሪሓ፡፡ ደኒማርክን ኣውስትራልያን 0-0 ስለ ዝነበራ ናብ 2ይ ተርታ ደይባ ሓለፈት ተባሂላ፡፡ ኣውስትራልያ ግን ድሕሪ 2 ደቒቕ ብመገዲ ለኪ ኣብ ልዕሊ ደኒማርክ ሸቶ ስለ ዘመዝገበት ቱኒዝያ ኣብ ዋንጫ ዓለም ግኑን ዓወት ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ …

ኣዝዩ ዝሕዝን ፍጻሜ Read More »

ኣዝዩ ሕማቕ ዜና ተዘርጊሑ

ቅድሚ ሓደ ሰሙን ሃለዋታ ጠፊኡ ዝነበረ ሓንቲ ኤርትዊት ነባሪት ኣሜሪካ ሬሳኣ ከምዝተረኽበ ፖሊስ ሓቢሩ። ሬሳ ናይታ ነባሪት ክፍለግዝኣት ተነሲ ምንባራ ዝተገልጸት ግዳይ፡ ኣብ ውሽጢ ብፖሊስ ክፍለግዝኣት ሚሺጋን ትህደን ዝነበረት መኪና’ዩ ተረኺቡ። ኢለኒ ካሳ፡ ካብ 17 ሕዳር 2022 ኣትሒዙ ሃለዋታ ጠፊኡ ምጽንሑ ፖሊስ ናይቲ ትነብረሉ ዝነበረት ከባቢ መርፍሪቦሮ (ተነሲ) ኣብ መግለጺኡ ጠቒሱ። እታ ጓል 31 ዓመት፡ …

ኣዝዩ ሕማቕ ዜና ተዘርጊሑ Read More »

ከምዚ’ውን ኣሎ | ጉድ ስማዓ

ኣብ ፊንላንድ፡ ኣብ ፈለማ ዓመት 2002 ሓንቲ ናይ ጽዕነት ማኪና ሃንደበት ካብ መስመራ ብምውጻእ ንወዲ 70 ዓመት ሽማግለ ሰብኣይ ህይወቱ ኣስኣነቶ። እቲ ግዳይ ዝዀነ ሰብኣይ ብሽክለታኡ ተወጢሑ ኣብ ቀንዲ መስመር ሰሜን ሄለንስኪ ኣብ ዝርከብ ጽርግያ እናተጓዕዘ ከሎ እዩ፡ በታ ጎድኒ ጎድኑ ትኸይድ ዝነበረት ማኪና ሓደጋ ክወርዶ ዝኸኣለ። ድሕሪ ፍጻመ እዚ ሓደጋ፡ ድሕሪ ክልተ ሰዓት ብተመሳሳሊ …

ከምዚ’ውን ኣሎ | ጉድ ስማዓ Read More »

ናይ ሞት መጠቀቕታ ዝተዋህባ

ናይ ሞት መጠንቀቕታ ዝተዋህባ ስነ ጥበበኛ ስዋራ ባስከር፡ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከም ዘላ’ያ ትሕብር። እዛ ፍልጥቲ ተዋሳኢት፡ ኣብ ፈለማ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ሰነ ኣብ ኣፈፌት መንበሪ ገዛኣ ተደርቢያ ዝጸንሐት ዕሽግቲ ደብዳቤ ድሕሪ ምርካባ’ያ ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነት ክትወድቕ ዝተገደደት። እዛ ስዋራ ባስከር ዝተባህለት ስነ ጥበባዊት እዚ ናይ ሞት መጠንቐቕታ ዝበጽሓ ዘሎ ናይ ፈለማ  ከም …

ናይ ሞት መጠቀቕታ ዝተዋህባ Read More »

ብ ወገን መንግሲ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ

ኣብ 2018፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘንቀሎ ናይ ዕረያ (reform) መስርሕን ብዞባ ደረጃ ዘርሓዎ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላምን ምሕዝነትን ብምኹላፍ፡ መንኰርኰር ታሪኽ ንድሕሪት ንምምላስ ዝተወልዐ ናይ ውክልና ኲናት (proxy war) ኣስዒብዎ ዘሎ ከቢድ ሰብኣዊ መቕዘፍቲን ዕንወትን፡ ሓደ ካብ ዘሕንኽ ዛንታታት መበል 21 ክፍለ-ዘመን ኮይኑ ኣብ ታሪኽ ሰፊሩ ኣሎ። ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ፍልቀት ሓደ ሃገር ጣልቃ ብምእታው፡ ንሓደ ክፋል …

ብ ወገን መንግሲ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ Read More »