ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ሃገሮም ዝተገብረሎም ኣቀባብላ ተዓዝብዎ

ኣቐዲምና ምሉእ ምስሊ ናይቲ ዝነበረ ኣቃባብላ ኣብ ትሕቲ እዚ ጽሑፍ ከምዘኩም ንሕብረኩም። ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርጀንቲና ናብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀር ህዝቢ ኣርጀንቲና ናብ ጎደናታት ቦነስ ኣይረስ ብምውፃእ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩላ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንፈረንሳይ ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ፅዋዕ ዓለም ኳታር ዝዓተረት ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና÷ ኣብ ቦነስ ኣይረስ በፂሓ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ናይ ጅግና ኣቀባብላ ተገይሩላ። መንግስቲ እታ ሃገር ድማ ሎሚ ብሄራዊ መዓልቲ ሓጎስ ተባሂላ ንኽትበዓል ኣዊጁ።ምንጪ ናይዚ ሓበሬታ ካብ ገጻት ”FBC Tigrigna” ምኻኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ነዚ ሓበሬታ ብተገዳስነት ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነብጸሓዮ።

ምስሊ ቁጽሪ።

ምስሊ ቁጽሪ ሓደ።

ምስሊ ቁጽሪ ክልተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሰለስተ።

ምስሊ ቁጽሪ ኣርባዓተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሓሙሽተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሺድሽተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሸወዓተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሸሞንተ።

ምስሊ ቁጽሪ ተሺዓተ።

ምስሊ ቁጽሪ ዓሰርተ።