ጉዳይ ኣቦይ ስብሐት ነጋ ዓቢ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ኣሎ

ዓቢ ሓበሬታ | ኣቦይ ስብሐት ነጋ ንሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገራት ክኸዱ ኣብ ዝፈተንሉ ግዜ ብቤት ጽሕፈት ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ካብ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ከምዝተመልሱ ሎሚ ኣብ ዝወጸ ሓበሬታ ተገሊጹ።ኣቦይ ስብሐት ነጋ ኣብ ትሕቲ ከቢድ ሕማም ከምዘለዉ፡ ስለ ዝኾነ ድማ ነቲ ዘለዎም ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም ሕክምናዊ ሓገዝ ንኽረኽቡ ናብ ወጻእ ሃገረ በጺሖም ንኽምለሱ ኣብ ዝፈተንሉ እዋን ብቤት ጽሕፈት ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፌዴራል ፖሊስ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ክምለሱ ከምዝተገበረ ክሕበር ከሎ። ናይ ኣቦይ ስብሐት ነጋ ናይ ቤት ፍርዲ ጎዳየም ዝካተተል ዘሎ ኣካል፡ ፖሊስ መልሲ ብዘይምሃቡ መሰል መልሲ ክሕደግ ኣለዎ ዝብል ውሳነ ሂቡ።ከምዝፍለጥ ምስ ኩናት ናይ ክልል ትግራይ ተተሓሒዙ ብፌደራል መንግስቲ ዝተኣሰሩን ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ ዝረኣዩ ዝነበሩ ካብቶም ቀንዲ መራሕቲ ጉጅለ ህወሓት ዝኾነ ስብሓት ነጋን ሓፍቱ ቅዱሳን ነጋን ኣባይ ወልዱ ኣባዲ ዘሙ፣ ሙሉ ገብረ ጎዳን ኪሮስ ሓጎስን ብይቕሬታ ክፍትሑ ድሕሪ ምውሳኑ ከምዝተፈትሑ ዝዝከር እዩ።ምንጪ ሓበሬታ፡ ካብ ወግዓውያን ገጻት ”mereja.com” ንዝወጸ ሓበሬታ ሼር ምግባር ኣይንሕመቕ።