ዳሃይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተረኺቡ

መራሒ መንግስቲ ክልል ትግራይ ነበረ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ቅድሚ ቅሩብ ግዜ ናይዝተወስደ ስእሊ ሎሚ ተዘርጊሑ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም ትዓዝብዎ።