ዝገርም ግብረመልሲ እሁሩ ኬንያታ

ዝገርም ግብረመልሲ እሁሩ ኬንያታ፡ ሓደ  ጋዜጠኛ ብዛዕባ ናይ ኤሪትራ ሰራዊት ኣብ ትግራይ ገለመለ ኢሉ ምስ ሓተቶ፣ ንሕና ኣብዚ ተኣኪብና ዘለና ብዛዕባ ኢትዮጵያ ጉዳይ ሰላም ብኸመይ ይፍታሕ እምበር ፣ብዛዕባ ሉኣላዊት ኤሪትራን ፣ካልኦት ሃገርን  ክንዛረብ ኣይኮናን ተኣኪብና ዘለና።ክብል መልሲ ከምዘሃቦ ተሓቢሩ። ተወሳኺ ሓበሬታ | ምንጪ ናይዚ ሓበሬታ ካብ ገጻት Beilul Eritreana ምኻኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ነዚ ሓበሬታ ብተገዳስነት ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነብጸሓዮ።