ፊፋ ቁጽሪ ተሳተፍቲ ዋንጫ ዓለም ንዝመጽእ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ናብ 48 ተሳተፍቲ ኣህጉር ዓለምና ከመሓይሾ እዩ። ኣፍሪቃ 11 ነጥቢ ክትረክብ ከላ፤ 9 ውሕስነት ዘለዎ 1 ብመንገዲ ፕለይ ኦፍ 1 ሞሮኮ ኣብ SEMI’S ስለ ዝበጽሐት። ምንጪ ናይዚ ሓበሬታ ካብ ገጻት ”ብስራት ኣፍሪቃ ወዲ ኣዶብሓ ሳሕል”ምኻኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ነዚ ሓበሬታ ብተገዳስነት ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነብጸሓዮ።