እዚ ምኩር ኣባል ሃንደሳ፡ ነቲ ኣብ ፊቱ ኣብ ዘላ መኪና ዝተጻወደ ነታጒ
ከውጽእ’ዩ ናብኣ ዝኸይድ ዘሎ። ቅድሚኡ ኣብ ዘላ ቤተ-ክርስትያን ተጠቂዑ
ንዘሎ “ምስ ፈጣሪ ንምርኻብ ተዳሎ” ዝብል ጽሑፍ ምስ ኣንበበ ግን፡ “እዚ
ሕማቕ ፋል’ዩ። ሎሚ ምስ ፈጣሪ ክራኸብ ኣይተዳለኹን ኣለኹ” ብምባል፡ ነቲ
ነታጒ ካብ ምውጻእ ሓንጊዱ።