ናይ ደስታ ዜና ኤርትራ

ናይ ደስታ ዜና ኤርትራ

 

ኣብ ኤርትራንከፊላዊ ምጅማር ትምህርቲ ድሕሪ ዝወጸ መምሪሒ ስዒቡ፡ መንእሰያት ናይ  ከተማ ዓሰብ ኣብ 2ይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ወልደኣብ ወልደማርያም ሎሚ መድሃንት ናይ ምንጻግ ስራሕ ጀሚሮም፡፡ ኣብ ቀጻሊ እውን ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃታት ኣብያተ ትምህርቲ ብተመሳሳሊ ክንጸግ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ፡፡

ረፖርተር :ኣሕመዳኔ መሓመድ