ፕራግ ቸክ ሪፖብሊክ

ነበርቲ  ከተማ ፕራግ ቸክ ሪፖብሊክ ዝገርም ታሬክ ጌሮም

ሎሚ ተቀማጦ  ከተማ ፕራግ ቸክ ሪፖብሊክ ድሕሪ ዝርግሓቭ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምግታእ ኣብ ዝተነብረ እገዳ ምልዓሉ ኣብ 500 ሜትር ንውሓት ዘለዎ ጣውላ ናይ ምኣዲ ብምቕማጥ መዓዲ ምቕራቦም ተገሊጹ።

ኣብቲ ‘ቻርለስ ብሪጅ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ድልድይ ዝተቐረበ መዓዲ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ነበርቲ ምስታፎም ተፈሊጡ’ሎ።

ኣብታ 10.7 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ቸክ ሪፖብሊክ 11,895 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ 349 ድማ ዝሞቱ ምምዝጋባ ይፍለጥ።