ሳባ ኪዳነ

ሳባ ኪዳነ ሎሚ ንጉሆ ናይ ቅሳነት ጽሑፍ ዘርጊሓ

ሳባ ኪዳነ ሎሚ ንጉሆ ናይ ቅሳነት ጽሑፍ ዘርጊሓ

ንምሉእ ትሕዝቶ ናይዚ ጉዳይ ንምዕዛብ ኣብዚ ንጠውቅ። ብሕማም ኮሮና ቫይረስ ተለኪፋ ኣብቲ ጽኑዕ ምክተታል ዝቀነየት ሓፍትና ሳባ ኪዳነ ሎሚ ንጉሆ ናይ ቅሳነት ጽሑፍ ዘርጊሓ ኣላ’ሞ ናብታ ጽሑፍ።

ዝኸበርኩም፡ ፍቑራት የሕዋተይ፡ ኣሻቒለኩም፡ ኣባይኩም። ሕጂ ደሓን እየ፡ ትማሊ ግን ንገለ ሰዓታት ሆስፒታል ክዕቆብ ግድን ነይሩ፡ሕጂ ደሓን እየ፡ እግዝኣብሄር ይመስገን። ብሓቂ ንኹልኹም፡ ንስለ ለውሃትኩምን ፍቕርኩምን ሓልዮትኩምን በቃ፡ እንታይ ክብል፡ ብጣዕሚ የቐንየለይ፡ ብሩኻት። ኣብ መስመር ዘይህልወሉ ምኽንያት ድማ ከዕርፍ ስለ ዘለኒ እዩ። ዘረባ ኣድክም እዩ ዘብለኒ ዘሎ ሕጂ፡ ብዝተረፈ ማራ ምስ ሓሸኒ፡ ናይ ሕክያ ሓባ ሓባ ምባል መን ከሊእና።ክሳብ ሽዑ ሰሰናዩ፡ንኣኹም ድማ ጥዕናን ርግኣትን እምነ ሰናይ መዓልቲ።ሓብትኹም ሳባ ኪዳነ