ሕጂ ዝወጸ ዓቢ ሓበሬታ ካብ ኤርትራ

ሎሚ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድን ብፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ተሰንዩ  ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዑደት ብምግባር ነቲ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ስልጠና ዝወስድ ዘሎ  ክፍለ ሰራዊት ሶማልያ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተሓቢሩ ፤ ምስሊ ኣብ ታሕቲ ኣለኩም።ምንጪ ፡ Ghideon Musa Aron፡

ምስሊ ቁጽሪ ሓደ።

ምስሊ ቁጽሪ ክልተ።

ምስሊ ቁጽሪ ሰለስተ።

ምስሊ ቁጽሪ ኣርባዓተ።