ኣብ ኢትዮጵያ

ሎሚ ካብ ዝወጹ ዜና ኣብ ኢትዮጵያ

ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ትሸዓተ ብ ሕማም ኮቪድ-19 ዝተለክፉ ሰባት ተረኺቦም፤ ካብዚኦም ሎሚ ዝተረክቡ ሰባት እቲ ሓደ ካብ ክልል ትግራይ’ዩ።
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገብረ መርመራ ሕማም ኮቪድ-19|   ካብ 3747 ሰባት፡ ትሸዓተ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም።
ምዚ ምዝትኣሳሰር ድማ ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ሓደ ሰብ ካብቲ ሕማም ዝሓወየክከውን ከሎ ኑ፡ ብሓፈሻ በቲ ቫይረስ ተታሒዞም ዝነበሩ 123 ሰባት ሓውዮም ኣለው።