ክልል ትግራይ

ሎሚ ምዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ዓሪፉ

ሎሚ ምዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ሓንቲ ጓል-ኣንስተይቲ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ድሕሪ ምልካፋ ሎሚ ምዓልቲ  ዓሪፉ
ኣብ ክልል ትግራይ፡ እታ ጓል 29 ዓመት፡ መንእሰይ ብሕማም ኮሮናቫይረስ ተለኺፋ ሎሚ ከም ዝሞተት ቤት ጽሕፈት ሓለዋ ጥዕና ናይ ትግራይ ገሊጹ ።
እታ ሎሚ ሂወታ ዝሓለፈት ጓል 29 ዓመት፡ መንእሰይ ጸገም ሕጽረት ናይ ምስትንፋስ ኣጋጢምዋ። ኣብ ናይ ሑመራ ካሕሳይ ኣበራ ዝብሃል ሆስፒታል ከምዝኸደትን፡ ድሕሪ ዝተግበረላ ምርመራ ድማ በቲ ቫይረስ ተለኺፋ ከምዝጸንሐት እቲ ማእከል ጥዕና ወሲኹ ገሊጹ።
ክሳብ ሕጂ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ዛጊት 43 ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ከም ዘለዉ ይግለጽ።