ጀርመን
ኣስትውዕሉ ኤርትራውያን ተቐማጦ ሙኒክ ባየርን፡ኣብ ሱፐር ማርኬት ዝተመረዘ መስተ ተረኺቡ።
ግዳያት ብቑልጡፍ ሕክምናዊ ረዲኤት ተጌሩለን ሓወየን እኳ እንተኾና ዝኮነ ዘይሉሙድ ስምዒት ምስ ዝስምዓኩም ቐልጢፍኩም ሕክምናዊ ረዲኤት ክትጠልቡ ይላቦ።
ፖሊስ ሙኒክ ድማ ዝኾነ ናብ ጡርጡራት ዝመርሕ ሓበሬታ ካብ ህዝቢ ይላቦ።